ብብዙሕ ቋንቋታት ዚቐርብ ኣገልግሎት ዓማዊል
ዓማዊልና ግቡእ ኣገልግሎት ከም ዚረኽቡ ኢና ንኣምን። ኵሉ ሰብ ኪስማዕን ኪርዳእን ከም ዘለዎ ድማ ንኣምን። እዚ እቲ ቀዳማይ መትከልና እዩ።
5 መዓልቲ ኽፉት ኣገልግሎት ዓማዊል ኣሎና።
ካብ ሰዓት 8 ናይ ንግሆ ኽሳዕ ሰዓት 3 ናይ ምሸት ን 5 መዓልቲ ኽፉት ኣገልግሎት ዓማዊል ኣሎና። ሰኑይ ክሳዕ ቀዳም።
ርእይቶኻ ንኣገልግሎት ዓማዊልና ንኸነመሓይሾ ይሕግዘና እዩ። ንሕቶታትካ ኣርዚንና ኢና ንርእዮ!