ኣብዚ ዘለናዮ ወቕቲ ዋጋ ኤሌክትሪክ ሰማይ ተሰቒሉ ከም ዘሎ ኩላትና ኣይንስሕቶን ንኸውን። ይኹን ደኣምበር፤ ሃልኪ አሌክትሪክ ንምንካይ ክትገብሮ ትኽእል ብርክት ዝበሉ ሜላታት ውን ኣይሰኣኑን እዮም። ምኽኛትት ዋጋ ኤለክትሪክ ምውሳኹ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቛሒታት ዝተመርኮሰ እዩ። እዚ ድማ ምስ ምፍራይ ኤለክትሪክን ምስ ሒደት ዝናምን፣ ከምኡውን ምስ ናብ ወጻኢ ሃገር ዚስደድ ኤለክትሪክ ብዚተሓሓዝ ልዑል መጠን ኤሌክትሪክ ይኸውን። ኖርወይ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና እዋን ናይ ከባቢ 15 ቴራ ዋት(ጸዓት)ዝይዳ ካብቲ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣቱን ዝወጽእን፣ ናብ ደገ ትሰድድ። 15 ቴራ ጸዓት ማለት ናይ ከባቢ 80 000 ሽሕ ቤታት ኣብ ዓመት ዘህልዅኦ ማለት እዩ።
ዓማዊልና ግቡእ ኣገልግሎት ከም ዚረኽቡ ኢና ንኣምን። ኵሉ ሰብ ኪስማዕን ኪርዳእን ከም ዘለዎ ድማ ንኣምን። እዚ እቲ ቀዳማይ መትከልና እዩ። 5 መዓልቲ ኽፉት ኣገልግሎት ዓማዊል ኣሎና። ካብ ሰዓት 8 ናይ ንግሆ ኽሳዕ ሰዓት 3 ናይ ምሸት ን 5 መዓልቲ ኽፉት ኣገልግሎት ዓማዊል ኣሎና። ሰኑይ ክሳዕ ቀዳም። ርእይቶኻ ንኣገልግሎት ዓማዊልና ንኸነመሓይሾ ይሕግዘና እዩ። ንሕቶታትካ ኣርዚንና ኢና ንርእዮ!
ዋጋ ኤለክትሪክና ርጉእን ንዅሉ ዚበቅዕን እዩ። ብመሰረት እቲ እተመባጻዕናዮ ዋጋ ኢና እነቕርብ።
ቀይሕ ባሕሪ ብከላ ንምጥፋእ ዓብዪ ተገዳስነት ኣለዎ። ንኣከባብያውን ተፈጥሮን ዚቃለሱ ደቂ ዓድን ሃገራውያን ማሕበራት ክንድግፍ መደብ ኣሎና። ከም ዓቢ ኽፋል እቲ ተበግሶና መጠን 100% ከም ብሓድሽ ዚሕደስ ጸዓት ንምብጻሕ ኢና እንዓዪ።
63 811 600
ks@redsea.energy
ሶኒይ ክሳብ ዓርቢ: 08:00 – 15:00