ብዘይ ገደብ። ካልእ ተወሳኺ የብሉን።
ዕለተ ትውልዲ (personnummer)
ቁጽሪ ኮንታክተር(ቆጻሪት) ክትረኽቦ ትኽእል፧ እንተዘይ ኮይኑ ክንድውለልካ ኢና ኣበይ ከም እትረኽባ ክንመርሓካ። ኣይፋልእወ
ቁጽሪ ናይ ቆጻሪት (ሾሞተ ቑጽሪ ብ 7070575000XXXXXXXX ዝጅምር።)
ኣድራሻ ናይ ቆጻሪት
ቁጽሪ ቴሌፎን
ዓይነት ተጠቃሚ ምረጽ ዓሚልመሳርሕቲ
ወርሓዊ ተወሳኺ
ብኸመይ መንገዲ ቅብሊት(faktura) ክመጽኣካ ትደሊ፧ ኢመይል(E-post faktura)ብፖስጣ(post)ቀጥታ ካብ ባንክ ምውሳድ(Avtale Giro)
አድራሻ
ተወሳኺ ምልእኽቲ፥
ኩሉ ስያመታትን ናይ ብሕታውነት መሰላትን ኣንቢበ ከምዝተረዳእኩዎ የረጋግጽ። እዚ ዓይነት ውዕል ኢንተርነት ምዃኑ የረጋግጽ። እዚ ውዕል ክልተ(2) ሳንቲም ን ሓደ ኪሎ ጽዓት ሰዓት ተወሳኺ ከምዘለዎ፤ ናይ መስርሕ 29 kr ከምዘለዎ የረጋግጽ። ቐረጽ ናይ መንግስቲ ዘጠቓለለ እዩ። እዚ ውዕል ብውሑዱ ን 6 ወይ 12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ እዩ። ዋጋታት ኣብ ዝቕየረሉ እዋን፣ ከም ተጠቓሚ ካብ 1 ክሳብ 3 ኣዋርሕ ኣቐዲምና ክንሕብረካ ኢና። ዝተጠቐሰ ዋጋታት ናይ ገመድ(nettleie) ኣየጠቓልልን እዩ።