ቁጽሪ ኮንታክተር(ቆጻሪት) ክትረኽቦ ትኽእል፧ እንተዘይ ኮይኑ ክንድውለልካ ኢና ኣበይ ከም እትረኽባ ክንመርሓካ። ኣይፋልእወ
ቁጽሪ ናይ ቆጻሪት
ኣድራሻ ናይ ቆጻሪት
ቁጽሪ ቴሌፎን
ዓይነት ተጠቃሚ ምረጽ ዓሚልመሳርሕቲ
ወርሓዊ ተወሳኺ
ብኸመይ መንገዲ ቅብሊት(faktura) ክመጽኣካ ትደሊ፧ ኢመይል(E-post faktura)ብፖስጣ(post)ቀጥታ ካብ ባንክ ምውሳድ(Avtale Giro)
አድራሻ
ተወሳኺ ምልእኽቲ፥
ኩሉ ስያመታትን ናይ ብሕታውነት መሰላትን ኣንቢበ ከምዝተረዳእኩዎ የረጋግጽ። እዚ ዓይነት ውዕል «ስፖት(SPOT)ንትካላት» ብምዃኑ የረጋግጽ። እዚ ውዕል ሹዱሽ(6) ሳንቲም ን ሓደ ኪሎ ጽዓት ሰዓት ተወሳኺ ከምዘለዎ፤ ናይ መስርሕ 79 kr ከምዘለዎ የረጋግጽ። እዚ ውዕል ብውሑዱ ን 6 ወይ 12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ እዩ። ዋጋታት ኣብ ዝቕየረሉ እዋን፣ ከም ተጠቓሚ ካብ 1 ክሳብ 3 ኣዋርሕ ኣቐዲምና ክንሕብረካ ኢና። ዝተጠቐሰ ዋጋታት ናይ ገመድ(nettleie) ኣየጠቓልልን እዩ። ተዘርዚሩ ዘሎ ዋጋታት ቀረጽ ከምዘየጠቓልል የረጋግጽ።
[mo_verify_phone]