
ምኽሪ ቅጽሪ 1. ሙቖት ናይ ወሽጢ ገዛኹም ኣብ መንጎ 18° ወይ 22 ° ክኸውን ይግባእ።
ምኽሪ ቅጽሪ 2. ግዜ ኣብ መሕጸቢ ነብሲ ብምንካይ
ምኽሪ ቅጽሪ 3. መሕጸቢ ማሽን ምሉእ ብምሉእ ምልኣያ…
ኢንተርነት ዕዳጋ ከመዘለዎ ኮይኑ፣ ኣብርእሲ መዐደጊኡ ንእሽተይ ወሰኽ ዘጠቓለለ እዩ።
ቀዋሚ ዋጋ ወርሓዊ ሓደ ዓይነት ዋጋ ኣለዎ። ብልጫታቱ ድማ ኣብ ጊዜ ሓጋይ ዕዳጋ ክድይብ ከሎ ይሓስር። ቀዋሚ ዋጋ ክሳብ ናይ ሰለስተ ዓመት ኣቐዲምካ ክዕደግ ይከኣል።
ቀዋሚ ዋጋ ምስ እትደሊ፣ ተወከሰና፥
ኖርወይ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና እዋን ናይ ከባቢ 15 ቴራ ዋት(ጸዓት)ዝይዳ ካብቲ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣቱን ዝወጽእን፣ ናብ ደገ ትሰድድ። 15 ቴራ ጸዓት ማለት ናይ ከባቢ 80 000 ሽሕ ቤታት ኣብ ዓመት ዘህልዅኦ ማለት እዩ። ኣብ ኖርወይ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኤለክትሪክ ካብቲ ኣብ ኖርወይ ዘፍርይዎ፣ መኽሰብ ክረኽቡ ናብ ወጻእቲ ሃገራት ጸዓት ይልእኹ። ስለ ዝዀኑ ድማ እዚ ኣብዚ ግዜና ተርእዮታት ናይ ልዑል ዋጋ ኤለክትሪክ ውጽኢቱ እዩ።
ምኽሪ ቅጽሪ 1. ሙቖት ናይ ወሽጢ ገዛኹም ኣብ መንጎ 18° ወይ 22 ° ክኸውን ይግባእ።
ምኽሪ ቅጽሪ 2. ግዜ ኣብ መሕጸቢ ነብሲ ብምንካይ
ምኽሪ ቅጽሪ 3. መሕጸቢ ማሽን ምሉእ ብምሉእ ምልኣያ…
ዓማዊልና ግቡእ ኣገልግሎት ከም ዚረኽቡ ኢና ንኣምን። ኵሉ ሰብ ኪስማዕን ኪርዳእን ከም ዘለዎ ድማ ንኣምን። እዚ እቲ ቀዳማይ መትከልና እዩ። 5 መዓልቲ ኽፉት ኣገልግሎት ዓማዊል ኣሎና። ካብ ሰዓት 8 ናይ ንግሆ ኽሳዕ ሰዓት 3 ናይ ምሸት ን 5 መዓልቲ ኽፉት ኣገልግሎት ዓማዊል ኣሎና። ሰኑይ ክሳዕ ቀዳም። ርእይቶኻ ንኣገልግሎት ዓማዊልና ንኸነመሓይሾ ይሕግዘና እዩ። ንሕቶታትካ ኣርዚንና ኢና ንርእዮ!
ዋጋ ኤለክትሪክና ርጉእን ንዅሉ ዚበቅዕን እዩ። ብመሰረት እቲ እተመባጻዕናዮ ዋጋ ኢና እነቕርብ።
ቀይሕ ባሕሪ ብከላ ንምጥፋእ ዓብዪ ተገዳስነት ኣለዎ። ንኣከባብያውን ተፈጥሮን ዚቃለሱ ደቂ ዓድን ሃገራውያን ማሕበራት ክንድግፍ መደብ ኣሎና። ከም ዓቢ ኽፋል እቲ ተበግሶና መጠን 100% ከም ብሓድሽ ዚሕደስ ጸዓት ንምብጻሕ ኢና እንዓዪ።
63 811 600
ks@redsea.energy
ሶኒይ ክሳብ ዓርቢ: 08:00 – 15:00